SATURDAY, JUNE 9, 2012
በቂዔ እየ ዝበሃል መዓስ እዩ፤

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!

ጾመ ሓዋርያት

በቂዔ  እየ ዝበሃል መዓስ እዩ፤

ኣብ ሓደ ገዳም ዝነብሩ መንኰሰ ኣቦ እዮም። ምስቲ ናይቲ ገዳም አበምኔት ብዛዕባ መንፈሳዊ ህይወቶም እንዳዕለሉ ከለዉ ነቶም አበምኔት ከምዚ በልዎም <> እቶም አበምኔት’ውን  <> ብምባል መለሱሉ።

ካልእ ግዜ’ውን ቲ’መንኰሰ ናብቶም አበምኔት ከይዱ <> ኢልዎም። እቶም ኣቦ ከኣ <> ኢሎም ኣፋነውዎ። እቲ መንኰሰ’ውን ናብ በዓቱ ብምምላስ ኣበርቲዑ ይጽልን ይጸውምን ይሰግድን ነበረ።

እቲ መንኰሰ ንሳልሳይ ግዜ ዝረኣዮ ራእይ ከምዚ ኢሉ ነቶም አበምኔት ነገሮም > ኢልዎም፣ እሶም’ውን <> ብምባል ነገርዎ።

ካብታ ዕለት ጀሚሩ ንነብሱ እንዳወቀሰ ብትግሃት ኣብርቲዑ ጸሎትን ጾምን ቀጸሎ ።

ክርስቲያናዊ ህይወት ምድራዊ ድሌታትና ገቲኢና፣ ፈተና ጸላኢ ሠናይት ዲያብሎስ ብምቅዋም ንሰማያዊ መንግሥቲ ንወርሰሉ  ምሥጢር ብምዃኑ ፈተናኡ’ውን ብኡ መጠን ክብድ ይብል እዩ። ብዙሓት ሰባት  ቃል እግዚአብሔር ምምሃር ክጅምሩ ናይ  ገዛእርእሶም ሓጥያት ብምሕሳብ ብሓዘንን ብብኽያትን ኣብ ክንዲ ናብ ንስሓ ዝቀርቡ ናይ  ካልኦት በደል ኪቆጽሩ ይጅምሩ።

ናቶም ገዲፎም ብዛዕባ ካልኦት ኪዛረቡ ይጅምሩ። እሱ ከምዚ ጌሩ። እሳ ከምዚ ጌራ ምባል የብዝሑ። ኣንፈቶም ኣብ ክርስቲያናዊ ህይወቶም ኣብ ክንዲ ዝኸውን ናብ ካልእ ስለዝኸውን እቲ ክድኅንሉ ዝግባእ ወርቓዊ ናይ ንስሓ ግዜኦም ከይተጠቀምሉ ብኸንቱ የሕልፍዎ። መጽሓፍ ቅዱስ ግና 1ይጢሞ.4።  7  <>   ይብለና።

እቲ መንኩሴ ብዝተገለጸሉ ራእይ ንምድኅኑ ዝተጠቀመ ናቱ ናይ  ገዛእርእሱ ሓጥያት ምስ ረኣየ ምዃኑ ካብቲ ታሪኹ ሪኢና ኢና።

ንሕናስ ዝረኣየና ናይ መን ሓጥያት እዩ? ናትና ወይስ ናይ ካልእ?

ወስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር!

(For those who do not have Geez, please visit this link) BEKIE EYE ZIBIL MEAS EYU
አዘክሪ ድንግል at 9:47 AM
Share



Home
View web version
ERITREAN ORTHODOX TEWAHIDO CHURCH
Kana Zegelila
አዘክሪ ድንግል
Powered by Blogger.

Advertisements

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s