MONDAY, APRIL 23, 2012
ንወዲ ሰብ መን ይብሉዎ፤
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!

ኩሉ ሰናይ ዘበለ ቀሪቡ ዝንከባኸበናን ዝሕልወናን ዘሎ ሰማያዊ ኣምላኽና ክብሪ ምስጋና ውዳሴ ኣምልኾ ይኹኖ። “ቃልካ ንእግረይ መብራህቲ ንመንገደይ ከኣ ብርሃን እዩ” (መዝ 119፡105) ከም ዝበለ ዘማይ ዳዊት ብሓቂ ቅዱስ ቃሉ ተመጊብና ብርሃን እምበር ጸልማት ኣይንርእን ኢና። እዛ “ንወዲ ሰብ መን ይብልዎ፤” (ማቴ፡16፡13-18) እትብል ስብከት ብ ዲያቆን ኣስመላሽ ገብረሂወት ብጽሞና ክንከታተላን ከነስተንትናን ብኽብሪ ንዕድም። ፍቕሪ ኣምላኽ ጸጋ ጐይታናን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኩልና ይኹን።
፩ይ

፪ይ

፫ይ

፬ይ

፭ይ

፮ይ 

አዘክሪ ድንግል at 10:59 AM
Share



Home
View web version
ERITREAN ORTHODOX TEWAHIDO CHURCH
Kana Zegelila
አዘክሪ ድንግል
Powered by Blogger.

Advertisements

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s