ትርጉም ኣስማት ሃዋርያት

ቅድመ ገጽ

ሃይማኖት
ሚድያ
ዜና

ቅዱሳት መጻሕፍቲ
ቅዱሳን
ትምህርተ ሰንበት
ሕቶን መልስን
በዓላት ወኣጽዋማት
ቤተክርስቲያን
Eritrean Church
Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel
  English (Geez)
  Geez
ቁጽሪ ስልኪ: 00 972543 253673
tsionadena21@gmail.com

Previous
Next
ትርጉም ኣስማት 12 ሃዋርያት ነገዶምን(Meanings of the Names of the 12 Apostles (Including their Tribe of Israel)
August 6, 2014
                             በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።

            ትርጉም ኣስማት 12 ሃዋርያትን  ነገዳቶምን  (Meanings of the Names of the 12 Apostles (Including their  Tribe of Israel)

   ክቡራት  ህዝበ ክርስቲያን ሎሚ ውን ከም ወትሩ ካብ ተኸታተልቲና  ብብዝሒ  “ኣስማት ሓዋርያት ጽሓፉልና”  ዝብል ምሕጽንታታት ስለዝመጸና ብመሰረት ምሕጽንትኦም ትርጉም ኣስማት ሓዋርያትን ነገዳቶምን  ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣለና ፥ ሰናይ ምክትታል ይግበረልና፥

ጴጥሮስ ——መሰረት ማለት እዩ። መሰረትነቱ ናይ ሃይማኖት ፡ናይ ውልድነት እዩ።

ማቴ16፡18  (ካብ ነገደ ስምዖን)

ያዕቆብ-—–ኣዕቃጼ ሰኮና ኣሓዜ ሰኮና ማለት እዩ። ቀዳማይ ያዕቆብ ሸኾና ኤሳው ሒዙ ከም ዝተወልደ  እዚ ድማ ወንጌል እና መሃረ  ብእኡ ስለ ዝሞተ እዩ። ቀዳማይ ኣዕቃጼ ሰኮና ኤሳው ከም ዝኾነ እዚ ድማ ብትምህርቱ ንትምህርቲ መናፍቓን ዘሰናኽል እዩ።ዘፍ25፡26  (ካብ ነገደ ሌዊ)

ዮሓንስ––ፍስሓ ወሓሴት ቅብዓ ትፍስሕት ማለት እዩ።ሉቃ13-14  (ካብ ነገደ  ይሁዳ)

እንድርያስ —-ንመስቀል ዘይፈርሕ ትቡዕ በኹሪ ሓዋርያት ማለት እዩ።ንመስቀል ተባዕ በለ ክሳብ ሃገረ በላዕተ ሰብእ ከይዱ ወንጌል ምሂሩ እዩ።(ካብ ነገደ ሮቤል)

ፊሊጶስ——መፍቀሬ ኣሓው ፡ፈታዊ ኣሕዋት ማለት እዩ።ፊልሳዳፎስ ይብል ብዓረብ ከምኡ እውን ኣሓዜ ኩናት ረያጼ ኣፍራስ ማለት እዩ።(ካብ ነገደ  ዛብሎን)           

በርተሎሜዎስ—–ብዕብራይስጢ በር ውሉድ ፡ተሎሜዎስ ድማ ተኽሊ ፡ግብሪ ምስታይ ማለት እዩ።ወዲ ሓይሊ ኩን፡ወዲ የማን ኩን፡ከምኡ ድማ  ንዕለቱ ወይኒ ተኺሉ ንመስዋዕቲ ዘብጽሐ እዩ።(ካብ ነገደ ንፍታሌም)

     7. ቶማስ —–ጸሓይ ማለት እዩ።”እስመ ክልኤቱ  ስሙ ለጸሓይ ፡ኣሓዱ ኦርያሬስ ፡ወካልኡ ቶማስስ” ይብል ሄኖክ፡ (ካብ ነገደ  ኣሴር)

     8, ማቴዎስ–—ካብ ተቐበልቲ ቀረጽ ዝተሓርየ ማለት እዩ።ማቴ9፡9 (ካብ ነገደ  ይሳኮር)

     9. ያዕቆብ ወዲ እልፍዮስ –ቁ፣2  ተመልከት  (ካብ ነገደ ጋድ)

     10. ታዴዎስ–-ዘርእን ዓጺድን ማለት እዩ።ንኦሪት ከም ዘርኢ ንወንጌል ከም ቀውዒ ጌይሩ ምሂሩ እዩ።ከምኡ እውን ብሓደ መዓልቲ ስርናይ ዘሪኡ ኣፍርዩ ንመስዋዕቲ ኣብጺሑ እዩ። (ካብ ነገደ ዮሴፍ)

    11. ስምዖን–እግዚኣብሔር ሰሚዑኒ ማለት እዩ።(ካብ ነገደቢንያም)

    12. ማትያስ— ማትያን ማለት መተካእታ መለት እዩ።ማትያስ እንተ በለ ጸሓይ ማለት እዩ። (ካብ ነገደሌዊ)

 

             ምንጪ—-   ትርጉም ውዳሴ ማርያም፡ቅዳሴ ማርያም ገጽ 206-209

                             ህለቱ ኪዳናት ( ኣምሓርኛ ማጽሓፍ)

 

                                                          ወስብሃት ለእግዚኣብሔር

                                                          ወለወላዲቱ ድንግል

                                                            ወለመስቀሉ ክቡር

                                                              ኣሜን።

 

 

ሕቶን መልስን
← ፳፮/26 ሓምለ ዕረፍቱ ለኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን/26th July The Death Of St. Abune Selama kesatie Brhanጾመ ፍልሰታ / XOME FLSETA →
Sorry, comments are closed for this post.
፰/8 ጥሪ ዕረፍቱ ለሚልክያስ ነቢይ/ 8th January the death of prophet Malachi
፯/7 ጥሪ በዓለ ቅድስት ስላሴ/ QDST SLASIE
6/፮ ጥሪ በዓለ ግዝረት/BEOALE GZRET
Home
ሃይማኖት
ሕቶን መልስን
ሚድያ
ቅዱሳት መጻሕፍቲ
ቅዱሳን
ቅድመ ገጽ
በዓላት ወኣጽዋማት
ቤተክርስቲያን
ትምህርተ ሰንበት
ዜና
January 2015
December 2014
November 2014
October 2014
September 2014
August 2014
July 2014
June 2014
May 2014
April 2014
March 2014
January 2015
M T W T F S S
« Dec    
  1 2 3 4
5 6 7 8 9 10 11
12 13 14 15 16 17 18
19 20 21 22 23 24 25
26 27 28 29 30 31  
ቁጽሪ ስልኪ: 00972543253673
አማል: tsionadena21@gmail.com

Copyright ©2014 All rights Reserved:

Advertisements

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s